Sabrina Aman Stands with Refugees
Telling the Real Story
Description
ሳብሪና ኣማን ብላዕለዋይ ኮሚሽን ቤት ጽሕፈት ስደተኛታት ናይ "ክብሪ ኣምባሳደር' ኣብዚ ቪድዮዚ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ መገዲ ሰሃራን ፤ሜደተራኒያን ባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ንኽበጽሑ ዘጋጥሞም ጸገማት ትገልጽ። ከምኡውን ምንጋር ሓቀኛ ታሪክ ፕሮጀክት ብኸመይ መገዲ ከምዝሰርሕን ዝተፈላለዩ ንጥፈታቱ መብርሂ ትህብ። #Stand WithRefugees#Eritrean Refugees#Telling the Real Story#
Metadata
Published to Youtube on: 11/07/2017
Archived on: 30/09/2025
Original URL (may no longer be available): https://youtube.com/watch?v=uRXSUKj9Ayw